Better Health Channel
betterhealth.vic.gov.au Department of Health
betterhealth.vic.gov.au Department of Health

ጽማቝ ሓሳባት

Read the full fact sheet
  • ውላድኩም ካብ ዘጨንቕ ወይ ዘፍርሕ ተመክሮታት ንኽሓዊ ክትሕግዝዎ ትኽእሉ ኢኹም። እዞም ተመኩሮታት ነዞም ዝስዕብ ከጠቓልሉ ይኽእሉ፥ ሓደጋታት መኪና ሓዊ ዱርን ምዕልቕላቕ ማይን ሃንደበታዊ ሕማም ወይ ሞት ስድራቤት ገበን፡ ግህሰት ወይ ዓመጽ
  • ቈልዑ ነዚ ዝስዕብ ክዕዘቡ እዮም፥ ነቲ ቅልውላው ባዕልኹም ብኸመይ ከም እትፈትሕዎ ንስምዒታቶምን ባህርያቶምን ብኸመይ ከም እትምልሱ
  • እዞም ምኽርታት እዚኣቶም፡ ምስ ውላድኩም ብዛዕባ ተመኩሮታቱ ዕላል ክትገብሩ ክሕግዝኹም ይኽእሉ። ንዕድሚኡ ብዝርድኦ መንገዲ ንውላድኩም ነቶም ሓቂታት ምንጋር ኣገዳሲ እዩ።
  • ኩሉ ግዜ ናይ ሰብ ሞያ ሓገዝ ክትደልዩ ትኽእሉ ኢኹም። ብናይ ስድራቤትኩም ሓፈሻዊ ሓኪም (GP) ክትጅምሩ ትኽእሉ ኢኹም።

Give feedback about this page

More information

Reviewed on: 28-07-2025