Better Health Channel
betterhealth.vic.gov.au Department of Health
betterhealth.vic.gov.au Department of Health

ጽማቝ ሓሳባት

Read the full fact sheet
  • ድሕሪ ሓደ ዘጨንቕ ወይ ዘፍርሕ ፍጻመ ሓያል ግብረ-መልሲታት ክህልወኩም ንቡር እዩ። ሓደ ዘጨንቕ ፍጻመ ከም'ዚ ዝስዕብ ክኸውን ይኽእል፥ ሓዊ ዱርን ምጥልቕላቕ ማይን ገበን፡ ወይ ንዓኹም ዘጋጥመኩም ዓመጽ ሓደጋ መኪና ኣካላዊ ወይ ጾታዊ መጥቃዕቲ ስእልታት፡ ጸብጻባት ዜና ወይ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብዛዕባ ዘጨንቑ ፍጻመታት ዝዝርጋሕ ጽሑፋት ምርኣይ።
  • ዝተፈላለዩ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣዊ፡ ስምዒታውን ባህርያውን ግብረ-መልሲታት ከጋጥመኩም ይኽእል እዩ። ንኽትጻወርዎን ንኽትሓውዩን ግን ብዙሕ ክትገብርዎም ትኽእሉ ነገራት ኣለው።
  • ድሕሪ 3-4 ሰሙን ገና ምልክታት እንተድኣ ኣልዩኩም፡ ሓገዝ ምርካብ ኣገዳሲ እዩ።

Give feedback about this page

More information

Reviewed on: 06-08-2025